No media source currently available
ይብል፡፡ መንእሰይ ዕበ ለገሰ መሳርሕታት ሙዚቃ ቦክስ ጊታር፣ክራር፣ጭራ፣ኦርጋን፣ሻምብቆን ካልኦትን ኣብ ገዝኡ ዝርከቡ ናይ ሙዚቃ መሳርሒታት ይፃወት፡ ብዘይካ’ዚ ስእልታት ብእርሳስ ምስል እውን ይፈታትን አዩ፡፡