ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓረስቶት ዓዲ ግራትን ከባቢ ኣን እንታይ ይብሉ፧


ሓረስቶት ዓዲ ግራትን ከባቢኣን እንታይ ይብሉ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:09 0:00

ሓረስቶት ዓዲ ግራትን ከባቢ ኣን እንታይ ይብሉ?

ኣብ ቀረባ መዓልታት ናብ ዓዲ-ግራት ዝተጉዓዘ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ንእግረ-መገዱ’ውን ንመነባብሮን ኩነታት ሕርሻን ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ወረዳታት ዳህሲሱ ኣሎ። ንሎሚ ኣብ ጫፍ ቦታታት ዓውደ-ውግእ ዝርከቡ ሓረስቶት ኣዘራሪቡ'ሎ።

XS
SM
MD
LG