ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዝቕጽል ፕረዚደንት ናይጀርያ መን ክኸውን ይኽእል?


ዝቕጽል ፕረዚደንት ናይጀርያ መን ክኸውን ይኽእል?
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:17 0:00

ዝቕጽል ፕረዚደንት ናይጀርያ መን ክኸውን ይኽእል?

ናይጀሪያ ዝቕጽል ፕረዚደንት'ታ ሃገር 25 የካቲት ክትመርፅ እያ። ካብ ፕረዚደንት መሓመድ ቡሓሪ ስልጣን ንምርካብ 18 ሕፁያት ይወዳደሩ እንተሃለው እውን ሰለስተ ጥራሕ እዮም ቐዳሞት ተወዳደርቲ ኮይኖም ዝውሰዱ ዘለው።

ቦላ ቲኑቡ ቅድሚ 10 ዓመታት ምስ ፕረዚደንት ቡሓሪ ብምዃን ናይ ዝመስረትዎ ገዛኢ ፓርቲ All Progressive Party ብምውካል ይወዳደሩ ኣለው።

"ኣቦ-ሌጎስ" ተባሂሎም ዝፅውዑ ወዲ 70 ዓመት ፀላዊ ኣመሓዳሪ ነበር ብብዝሒ ህዝባ ናይ እትፍለጥ ከተማ ኣመሓዳሪ ነይሮም። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ቲኑቡ ኣብ መላእ እታ ሃገር ሃይማኖታዊ፣ ፖለቲካዊን ብሄረሰባዊ ጥምረት ኣተኣታትዮም እዮም። ብብልሽውና እንተኸሰሱ እውን ንሶም ነቲ ክሲ ይነፅጉዎ።

XS
SM
MD
LG