ዝርዝር ቐዳማይ መድረኽ መጻረይ ዋንጫ ዓለም ሃገራት ኣፍሪቃ
ካብ መስከረም 2 ክሳብ 10,2019 ዝካየድ ቐዳማይ መድረኽ መጻረይ ዋንጫ ዓለም ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሳተፋ ሃገራት ዝርዝር ትማሊ ኣብ ከተማ ካይሮ ግብጺ ወግዓዊ ኮይኑ ኣሎ።እተን ዝተመርጻ 26 ሃገራት ብመሰረት ኣብ ወርሒ ሓምለ ዝተኻየደ ዓለምለኸ ደረጃ ዝተመርጻ ኽኮና ኸለዋ እዘን ሃገራት ካብ ዝመጽእ መጋቢት ጀሚሩ ኣብ ዝካየድ ሽዱሽተ መድረኽ ዘለዎ ግጥም ብምስታፍ ዝተዓወታ ሓሙሽተ ሃገራት ኣብ ቐጠር ዝካየድ ዋንጫ ዓለም 2022 ንኣህጉር ኣፍሪቃ ወኪለን ክሳተፋ’የን።
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 27, 2023
ቃለ-መሕትት ኣብ ጉዳይ ሕማም ሽንግልስ
-
ጥሪ 23, 2023
ዘይቲ ስምስም፤ ኣድላይነቱ ማዕረ ሃልኩ
-
ጥሪ 20, 2023
ኣባንጋል ናብ መሳርሒ ሙዚቃ ኩናማ ምስ ዘርዓመ ኣሮዲ ቶሊ
-
ጥሪ 20, 2023
“ሰራዊት ኤርትራ ካብ ክልል ትግራይ ክወጽኡ ጀሚሮም” መሰኻኽር ዓይኒ