ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዜጋታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሰላም ኢትዮጵያ ህጹጽ መጸዋዕቲ ኣቕሪቦም


ዜጋታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሰላም ኢትዮጵያ ህጹጽ መጸዋዕቲ ኣቕሪቦም።

እቶም ዜጋታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብቲ ብጽሑፍ ዝዘግሕዎ መጸዋዕታ ንምውላዕን ምግዳድን ኹናት ኢትዮጵያ ኣትሪርና ንኹንን: ብጥፍኣት ህይወትን ንብረትን ትሕቲ ቅርጺን ዕድላትን ኣዚና ንጉሂ: ብማዕረ ድማ ነቲ ኹናት ዘጓሃህር ነገራት ምውሳኽ ኣትሪና ንኹንን ይብሉ።

ንሓደ ካብቶም ነዚ መጸዋዕታ ዘቕረቡ ጋዜጠኛ ኣብርሃም ተስፋልኡል ዘርአ ኣዘራሪብናዮ ኣለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ዜጋታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሰላም ኢትዮጵያ ህጹጽ መጸዋዕቲ ኣቕሪቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:49 0:00


XS
SM
MD
LG