ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዚምባብወ : ዝተለገሰላ ጆንሰን ጆንሰን ዝተባህለ ክታበት ቫይረስኮሮና ከምዘይትቕበል ኣፍሊጣ


መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ነቲ ጆንሰንን ጆንሰንን ዝሰርሖ ክታበት ኮቪድ 19 ኣይቅበልን ምባሉ ነቀፌታ ኣስዒብሉ።

ብመሰረት ሰበ ስልጣን ዚምባብዌ "እቲ ክታበት ምስተቀበሉ ዝኽዝንሉ ስፍራን ድሕረ ክታበት ክህሉ ዝኽእል ሳዕቤንን ኣይተዳለናሉን" ይብሉ።

ነቀፍቲ ግና ብድሕሪ’ቲ መንግስታዊ ውሳነ፣ ወሳኒ ተራ ዘለዎ ‘ፖለቲካ’ እዩ ይብሉ።

ዚምባብዌ፣ 3 ሚልዮን ክታበት ኮቪድ 19 ካብ ጆንሰንን ጆንሰንን ቀሪቡላ ነይሩ: ግን ተሓሲማቶ።

XS
SM
MD
LG