ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ዘይቲ ስምስም፤ ኣድላይነቱ ማዕረ ሃልኩ
ብልምዳዊ ኣገባብ ዝጽመቝ ዘይቲ ስምስም፡ ንምድላዉ ነዊሕ ጻዕሪ ከም ዝሓትት ኣብቲ ሞያ ዝነጥፉ ሓረስቶት ይገልጹ። እቲ ባህርያዊ ዘይቲ ንሓያሎ ሕማማት ከም ዝፍውስ’ዩ ዝእመን። ዋጋኡ፡ ኣብ ዕዳጋ ብዘሎ መሸጣ ሰሊጥ ስለ ዝውሰን ግን፡ ክብን ለጠቕስን ክብል ከም ዝግደዱ ኣፍረይቲ ይዛረቡ።