ዋሽንግተን —
ዘተ- ዲጋ ሕዳሰ ኣብ ኪንሻሳ ዲሞክራቲክ ሪፓብሊክ ኮንጎ ቀጺሉ`ሎ::
ኢትዮጵያ :ግብጽን ሱዳንን ኣብቲ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝሽምገል ዘተ ይሳተፋ`ለዋ። እቲ ኣብ ፈልግ ኒል ዝህነጽ ዘሎ ግዙፍ ዲጋ ንኣዲስ ኣበባ ኣገዳሲ ትካል መመንጨዊ ሓይሊ ኤለክትሪክ ክኸውን ከሎ ንካይሮን ንካርቱምን ድማ ስግኣት ፈጢሩለን ኣሎ።
ነቲ ኣብ ኪንሻሳ ዝቐጸለ ስሉሳዊ ዘተ ዝመርሖ ዘሎ- ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ፕረሲደንት ዲሞክራቲክ ሪፓብሊክ ኮንጎ ፍሊክስ ሺሰከሪ`ዩ ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
ኣቐዲሙ ዝተዳለወ መእተዊ መዝገብ ኣሎዶ ? መእተዊ መዝገብ
ምዝጉብ ተጠቃሚ ኣይኮንኩምን ? ተመዝገብ/ቢ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን