ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፡ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ምንታይ ብርኪ ኣሎ? ብድሆታት ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ እንታይ እዮም?


ኣብ ሙኒክ ጀርመን ዩኒቨርስቲ ሉድዊንግ ማክሲሚላን ብሚዲያ ኣንትሮፖሎጂ ናይ ዶክትሬት ይከታተል ዘሎ ጋዜጠኛ ወልደጊዮርጊስ ገብረህይወት ተኽላይን ንፖለቲካ እቲ ከባቢ ዝከታተል ሃፍቶም በርሀ ወልዳይ ካብ ኢትዮጵያን ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ ዝርከበሉ ደረጃ፣ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ህወሓትን ከምኡ እውን ዕርቅን ሰላምን ኢትዮጵያን ፈተናታቱን ብዝምልከት ርእይቶኦም ሂቦም ኣለው።

XS
SM
MD
LG