ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ: ኣብ ጉዳይ ንህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ክህብ ዘለዎ መን'ዩ?


ኣብ ትግራይ ህዝቢ ንሓደጋት ጥምየት ተቃሊዑ ከምዝርከብ ብዝተፈላለዩ መዳያት ይግለጽ'ሎ ። ኣብዚ ሰባት ዝኽእልዎ ንምሕጋዝ ብውልቀ ኾነ ብማሕበር ክሕግዙ ይፍትኑ ብኻልእ መዳይ ድማ ነቶም ተግባራት ዝጻረሩተቓውሞኦም ከስምዑ ይረአዩ ። እዚ ስለምንታይ ኮይኑ ፣ እንታይ እዩ እቲ ምኽንያት ፣ ከመይ'ከ ይፍታሕ ኣብ ዝብል ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና ። ኣጋይሽና ሄቨን ብርሃኑን ተስፋይ ኑጉስን ይበሃሉ ።

  1. ሄቨን ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ሰብኣዊ ሓገዛት እትነጥፍ' ፣ ኣብ ተጣባቂት መሰላት ደቂ ኣንስትዮን ካብ መስረቲ ምንቅስቃስስ 'ይኾኖ ሓንቲ እያ ፣ ከምኡ'ውን ማስተርስ ዲግሪ ኣብ ሕጊ መሰል ደቂ ሰባት (In Human Rights Low ) ዝሰርሐትን ቅድም ክብል ኣብ ኣኽሱም ዩኒቨርስቲ መምህር ሕጊ ኮይና ክትሰርሕ ፀኒሓ ሐዚ ድማ ፕሬዝደንት ትንሳኤ ገበሪ ሰናይ ኮሚቴ እያ ።
  2. ተስፋይ ኑጉሱ ብተፈጥሮ ሳይንስ BA ዲግሪ ኣለዎ ከምኡ'ውን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ዝነጥፍ ተጣባቃይ እዩ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ዘተ: ኣብ ጉዳይ ንህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ክህብ ዘለዎ መን'ዩ?(1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:30:00 0:00

ዘተ: ኣብ ጉዳይ ንህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ክህብ ዘለዎ መን'ዩ?(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:30:00 0:00

XS
SM
MD
LG