ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ: ኣብ ጉዳይ ተበግሶታት መስርሕ ሰላም ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ


ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስን ካብ ኣመሪካን ሕጹይ ዶክተር ዮናስ መብራህቱን ካብ ጀርመንን
ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስን ካብ ኣመሪካን ሕጹይ ዶክተር ዮናስ መብራህቱን ካብ ጀርመንን

ብሕቡእ ድዩ ብቅሉዕ ዝዝረበሉ መስርሕ ሰላም ንውግእ ናይ ትግራይ ንምፍታሕ ዝካየዱ ዝተፈላለዩ ተበግሶታት ክሳዕ ክንደይ ይሰርሑ ይኾኑ?

ኤርትራ ዘይተሓወሰትሉ መስርሕ'ከ ነቲ ዞባ ነባራይ ሰላም'ዶ ከምጸአሉ ይኽእል? ኣብ ዝብሉን ካልኦት ሕቶታትን ተመርኩሱ ዝተካየደ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዘተ ምስ ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስን ካብ ኣመሪካን ሕጹይ ዶክተር ዮናስ መብራህቱን ካብ ጀርመንን እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዘተ: ኣብ ጉዳይ ተበግሶታት መስርሕ ሰላም ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ(1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:37 0:00
ዘተ: ኣብ ጉዳይ ተበግሶታት መስርሕ ሰላም ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:37 0:00

XS
SM
MD
LG