ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ ኣብ ጉዳይ ምቁራጽ ምዝገባ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ


ፋይል ማይዓይኒ መዓስከር ኤርትራዊያን ስደተኛታት
ፋይል ማይዓይኒ መዓስከር ኤርትራዊያን ስደተኛታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ንዝሓለፈ10 ኣዋርሕ፡ ምዝገባ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣቋሪጽዎ ከምዘሎ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ወለንተኛ ተወከልቲ`ቶም ስደተኛታት ይገልጹ`ለዉ።

እቶም ክምዝገቡ ዘይክኣሉ ድማ ቀቅድሚ ኲናትን ኣብ ግዜ ኩናትን ክልል ትግራይ ዝመጽኡ ምዃኖም ይንገር።

ንኽልተ ነቲ ጉዳይ ዝከታተሉን መፍትሒ ኣብ ምርካብ ዝጽዕሩ ዘለዉን ኣማንኤል መስፍንን ኤፍረም ዮውሃንስን ዝብሃሉ ኤርትራውያን አዘራሪብና አለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
please wait

No media source currently available

0:00 0:29:59 0:00
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
please wait

No media source currently available

0:00 0:29:59 0:00

ኣብቲ ናይ ቀዳመ፡ሰንበት ፈነወና ሰለማዊ ሰልፊ ምክያዱ’ውን ተጠቒሱ ነይሩ። ይዅን እምበር እዞም ዘዛራረብናዮም ኣማኑኤል መስፍንን ኤፍረም ዮውሃንስ ኣካል’ቲ ናይቲ ዝተጠቕሰ ሰለማዊ ሰልፊ ዘይምንባሮምን ጉዳዮም ብሕጋዊን ሰለማዊን ኣገባብ ንምፍታሕ ከም ዝሰርሑ ከነዛኻኽር ንፈቱ።

XS
SM
MD
LG