ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ: ኣብ ጉዳይ ሓዳስ ዝተመዘዛ ቀ/ሚ ብሪጣንያ


ዘተ: ኣብ ጉዳይ ሓዳስ ዝተመዘዛ ቀ/ሚ ብሪጣንያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:04 0:00

ብሪጣንያ ሓዳስ ቀዳመይቲ ሚንስትር ትማሊ ሰሉስ መዚዛ'ላ። ንቦሪስ ጆንሰን ዝተክኣ 47 ዓመት ዝዕድሚአን ሊዝ ትራስ መራሒት ዓቃባዊ ፓርቲ እየን።ብዛዕባ እዚ ሓዱሽ ምዕባለ ዘዘራረብናየን ዶክተር ሰላም ኪዳነን ሰላማዊት ጊደይን ቀንዲ ወጣሪ ጉዳይ ኣብ ውሽጢ ዓባይ ብሪጣንያ ዝቕባበን ምኽባር ፀዓትን እዩ ይብላ።ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ይኹን ንቀርኒ ኣፍሪቃ ዝምልከት ሓድሽ ፖሊሲ ንምትእትታው ካብ ሊዝ ትራስ ብዙሕ ትፅቢት ከምዘይገብራ ይገልፃ።

XS
SM
MD
LG