ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ: ኣብ ዕርቂን ልዝብን ምስምማዕን


ኣብዚ ዘለናዮ ከቢድ ቅልውላውን ውግእን፣ሞትን ምምዝባልን ብስፍሓት ኣብ ዘለሉ ብፍላይ ብመራሕቲ ሃይማኖት ሰላምን ዕርቅን፣ ምስምማዕን ምልዛብን ክፍጠር እንታይ ክግበር ኣለዎ?

ስለምንታይ እዩ ብመራሕቲ ሃይማኖት ይኹኑ ብዓበይቲ ዓዲ ዝኾነ ፃዕርታት ዘይሪኣይ ዘሎ?ከም ህዝብታትን ማሕበረሰባትን እንታይ እዩ ጎዲሉን ጠፊኡን ዘሎ?ዝብሉ ኣብ ዕርቅን ምክእኣልን ተዛመድቲ ነጥብታትን ዘተኮረ መደብ:

ቀሺ ማርቆስ ደባስን መምህር ዳንኤል ነቢየ ልዑልን ካብዚ ካብ ኣሜሪካ ጋዜጠኛን ኣብ ኦርቶዶክሳዊ ቤተ ክርስቲያናት ኤርትራን ኢትዮጵያን መፅናዕቲ ዘካየደ ሃብቶም ዮሃንስ ካብ ሆላንድን ተዛተይቲ'ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዘተ: ኣብ ዕርቂን ልዝብን ምስምማዕን
please wait

No media source currently available

0:00 0:29:39 0:00
ዘተ: ኣብ ዕርቂን ልዝብን ምስምማዕን
please wait

No media source currently available

0:00 0:29:30 0:00

XS
SM
MD
LG