ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ ኣብ ውርሻታት ቀዳማይ ሚንስተር ነበር መለስ ዜናዊ


ዘተ ኣብ ውርሻታት ቀዳማይ ሚንስተር ነበር መለስ ዜናዊ
please wait

No media source currently available

0:00 0:51:51 0:00

ንዝኽሪ መበል 11ዓመት ሕልፈት ቀዳማይሚንስትር ኢትዮጵያ ነበር መለስ ዘናዊ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዝሓለፈ ቅኒያት ውርሻታቶም ብዝምልከት ኣብ ከተማ መቐለ ሓደ ስነስርዓት ተኻይዱ ነይሩ። ነቲ ስነ ስርዓት ስዒቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ርሱን ክትዓት ክካየዱ ተራእዮም ኣለው። ንወናኒን ኣዳላውን ደደቢት ሚዲያ ዶክተር ሃይለ ኣረፋይነ ካብ ኣውስትራሊያን ንኣቶ ሲሳይ ተኽሉ ካብ ኣመሪካን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

XS
SM
MD
LG