ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ ኣብ ክታበት ቫይረስኮሮና


ብዛዕባ ክታበት ኮቪድ 19 ወይ ከኣ ቫይረስኮሮና ዝዝረቡ ወረታትን ጥርጣረታትን ደሕንነት ክታበት ኮሮና ቫይረስን ዝብል ኮይኑ’ሎ ናይዚ ዝሓለፈ ቀዳምን ሰንበትን መደብ ሕቶን መልስን ።

ኣብዚ መደብ’ዚ ዝተሳተፉ ኣጋይሽና ካብ መቀለ ሓላፊ ክፍሊ ምክልኻል ኮቪድ ዶክተር ሓርነት ኣዳነን ሓላፊ ክፍሊ ክታበት ኮቪድ ኣቶ ገብረሃወርያ ገብረክርስቶስን፡ ካብዚ ካብ ኣሜሪካ ክፍለግዝኣት ዊስክንሰን ከኣ ዶክተር ዳውድ ሲራጅ ፕሮፌሰር ማዲሰን ዪኒቨርስትን ኪኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማማትን ንክታበት ኣስትራዚንካ ኣብ ሰባት ብምፍታን ኣብ ዝተኻየደ መፅናዕቲ ዝተኻፈሉን’ዮም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ድምፂ ጠውቅዎ።

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
please wait

No media source currently available

0:00 0:30:00 0:00
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
please wait

No media source currently available

0:00 0:29:55 0:00

XS
SM
MD
LG