ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ ኣብ ተበግሶን ኣገባባትን ሕጊ ማግነትስኪ


ሜሮን እስቲፋኖስን ኢሳያስ ኢሳቕን
ሜሮን እስቲፋኖስን ኢሳያስ ኢሳቕን

ኣብ ቀረባ እዋን፡ ብዙሓት ትካላት ዝፈረማሉ፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ብሕጊ ማግነትስኪ ዝጽውዕ ጋዜጣዊ መግለጺ ተዘርጊሑ ነይሩ። ብመሰረት እቲ ጽሑፍ፡ መንግስቲ ኤርትራ ንኤርትራዊ ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕን ካልኦት ብጾቱን ልዕሊ 20 ዓመት ብዘይ ሕጊ ስለ ዝኣሰሮም፡ ንፈጸምቲ እቲ በደል ዝዓለመ ማዕቀብ ክግበር ዝጽውዕ’ዩ።

ንተበግሶን ኣገባብትን እቲ ጻውዒት ኣመልኪትና ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን ሰብኣዊ መሰላት ኣተኲራ ነዊሕ ዝሰርሐት ሜሮን እስቲፋኖስን ሓው ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ዝኾነ ኢሳያስ ኢሳቕን ክልቲኦም ነበርቲ ሽወደን’ዮም ኣዘራሪብናዮም ኣለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
please wait

No media source currently available

0:00 0:30:00 0:00
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
please wait

No media source currently available

0:00 0:30:00 0:00

XS
SM
MD
LG