ቃለ መጠይቕ ኣብ ጉዳይ ስነ ኣእምሮኣዊ ጽልዋ ቫይረስ ኮሮና


ቃለ መጠይቕ ኣብ ጉዳይ ስነ ኣእምሮኣዊ ጽልዋ ቫይረስ ኮሮና

No media source currently available

ስነ ኣእምሮኣዊ ጽልዋ ቫይረስ ኮሮና ሓደ ካብቲ ብብዝሒ እናተስተውዓለሉ ዝመጽእ ዘሎ ምስ ቫይረስ ኮሮና ዝተተሓሓዘ ሕማም እዩ። ኣብ በበይኑ ኣጋጣሚታት ዝተፈላለየ ኣገባብ ኣተኣላልያ ስነ ኣእምሮኣዊ ጽልዋ ቫይረስ ኮሮና ይቐርብ እዩ። እዚ ቃለ መጠይቕ እምበኣር ንጠንቅታትን ሜላ ኣፈዋውስኡን ከምኡ’ውን ንተርእዮታትን ክንክኑን ብዝምልከት ምስ በዓል ሞያ ማለት ሰርቲፋይድ ነርስ ስነ ኣእምሮ ሳምሶም ምስግና ምሕረትኣብ ዝተኻየደ ቀሪቡ ኣሎ።

​
XS
SM
MD
LG