ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፤ ኣብ ምዕሩይ ኣጸሓሕፋ ቋንቋ ትግርኛ


ዘተ፤ ኣብ ምዕሩይ ኣጸሓሕፋ ቋንቋ ትግርኛ
please wait

No media source currently available

0:00 1:18:34 0:00

ቋንቋ ትግርኛ ኣሽሓት ዝኣኽሉ መጽሓፍቲን ሰነዳትን ተጻሒፉሉ፡ ንነዊሕ እዋን ከኣ ቋንቋ መራኸቢ ብዙሃን ደኣ ይዅን እምበር፡ ዛጊት ግን ሓደ ምእኩል ናይ ኣጸሓሕፋ ቅጥዒ ኣይሓዘን። እዚ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ወይ ድማ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ዝምልከት ክኸውን እንከሎ፡ ኣብ መንጎ ክልተ ህዝብታት ተዛረብቲ እቲ ቋንቋ’ውን ብተመሳሳሊ ምእኩል ኣጸሓሕፋን ኣገባባት ስርዓተ-ነጥቢን ክሳብ ሕጂ ኣይተበጽሐን።

XS
SM
MD
LG