ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፡ ኣሕተምቲ ሕድሪ፡ ብድሆታት ዝርግሐ መጸሓፍትን ኤርትራ


ኣባላት ቦርድ ኣሕተምቲ ሕድሪ ከምኡ`ውን ገለ ደረስትን ኣርታዕትን ብዛዕባ ብድሆታት ሕትመትን ዝርግሐን ተዛሪቦም ኣለዉ። ንምዃኑ ኣብ ኤርትራ ስለምንታይ መጽሓፍ ክሳብ ተሓቲሙ ዝወጽእ ይድንጕ፡ ናብ ኣንበብቲ ንምብጻሕ ዘሎ ጸገማት`ከ ብከመይ ክእለ ይኽእል?

ኤፍረም ሃብተጽየን፡ ኣሕመድ ዑመር ሸኽ፡ መሓመድ እድሪስ መሓመድ፡ ራሄል ኣስገዶም፡ ኣኸድር ኣሕመዲን ከምኡ`ውን ሄኖክ ተስፋብሩኽ ዘተኣናገደ መደብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዘተ፡ ኣሕተምቲ ሕድሪ፡ ብድሆታት ዝርግሐ መጸሓፍትን ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:51 0:00


XS
SM
MD
LG