ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ ቅኒት መዝሙር ሰላም ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ


ቅኒት መዝሙር ሰላም ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝብል ትማሊ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ዘተ ከምዝተኻየደ ዝበፅሐና ዜና ሓቢሩ።

ኣብቲ ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ዝተሳተፍሉ ኣኼባ ካብ ከባቢ ዶብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ወረዳታት ክልል ትግራይ ዝተዋፅኡ ወኪላት ከምዝነበሩ እውን ፀብፃብ ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ኣለም ፍስሃ ካብቲ ቦታ ሓቢሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG