ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፤ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ንኤርትራ ብኸመይ ይጸሉ?


ድሕሪ ስምምዕ ደቡብ-ኣፍሪቃ፡ ንተራን መጻኢ ኩነታት ኤርትራን ኣብ ዝምልከት ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ነበርን ኣብ በበይኑ ላዕለዋይ ጽፍሒ እቲ ግንባርን መንግስቲን ኰይኑ ዘገልገለ ሕጂ ኣብ ቶሮ ዩኒቨርስቲ መምህር: ኣብ ማሕበረኮም ኤርትራ ነዊሕ እዋን ዝሰርሐን ንፖለቲካዊ ምዕባለታት ዞባና ብቐረባ ዝከታተልን ኣልኣዛር ኣብርሃም ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

XS
SM
MD
LG