No media source currently available
መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ነቲ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2020 ዝጀመረ ጎንፂ መዕለቢ ንምርኻብ ንዘተ ሰላም ይዳለዉ ኣለዉ ። ብኻልእ ወገን እቲ ኲናት ሰፊሑ ኣብ ከተማ ኣብዓላ ብዘውረዶ ዕንወት ሚልሻን ነበርትን ንሰላም ድልዋት ምዃኖም እንተገለፁ እኳ ተንተንቲ ግና ብቀ፟ሊሉ ዝመፅእ ከምዘይኾነ ይገልፁ።