ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘለንስኪ ኣብ ሰቨሮዶንተስክ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሜትሮ መሬት ውግእ ከምዘሎ ገሊጾም


ሰቨሮዶንተስክ
ሰቨሮዶንተስክ

ፕረዚደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ሓይልታቶምን ሩሲያን ኣብ ምብራቓዊት ከተማ ሲየቪየሮዶነስክ "ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሜትሮ ብዝብሃል ደረጃ’’ ይዋግኡ ኣለው ኢሎም። ዩክሬን "ዘድልያ ዘመናዊ ስርዓት ምክልኻል ሚሳይል" ክሕግዙዎም ንዓለምለኸ መሻርኽቲ ምሕፅንታ ኣቕሪቦም።

ሰራዊት ሩሲያ ዕቑር ሓይልታቶም ናብ ዶንባስ ንምግዓዝ ይፍትኑ ኣለው፤ ጀነራላት ሩሲያ ብዝሒ ሰቦምን ፀብለልታ ወታሃደራዊ ናውቶምን ከም ብልጫ ብምርኣይ ሰቦም ከም ዋጋ ዘይብሎም ንብረት ይጥቀምሎም ኣለው ኢሎም።

ብዝሒ ብኽልቲኡ ወገን ዝጠፍአ ህይወት ንምርግጋፅ ኣፀጋሚ'ኳ እንተኾነ ዘለንስኪ ከምዝበሉዎ ግን ክሳብ እዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ሰነ ሩስያ ልዕሊ 40,000 ሽሕ ወታሃደራታ ስኢና ከም እትኽእል ተዛሪቦም።

XS
SM
MD
LG