ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕዉት በዓል ሞያ ኪነ ጥበብ ኣብርሃ ታደሰ


ኪነ ጥበብ ኣብርሃ ታደሰ
ኪነ ጥበብ ኣብርሃ ታደሰ

ኣብርሃ ታደሰ ካብ ቀዳሞት ተመራቑ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዓውዲ ትያትር እዩ። ብዘይካ እዚ ኣብርሃ ድምፂ ወያነ ትግራይ ብዝፈጠረሉ ዕድል ትምህርቲ ካብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ብዓውዲ ጋዜጠኝነት ብዲግሪ ተመሪቁ እዩ።

ኣብርሃ ታደሰ ኣብ ድምፂ ወያነ ትግራይ ን17 ዓመታት ብዓውዲ ብጋዜጠኝነትን ኤዲተርነትን ዝሰርሐ ኾይኑ፣ ድሒሩ ትካል ሚድያን ምዝንጋዕን ፋድማ ብውልቁ ከፊቱ ምንቅስቃስ ካብ ዝጅምር 3 ዓመታት ኣቑጺሩ’ሎ።

ኣብርሃ ታደሰ ካብ ግዜ ቁልዕነቱ ተሓንጊጥዎ ዝጀመረ ፍቅሪ ኪነ ጥበብ ዛጊድ ብርክት ዝበሉ ስራሓት ኣፍርዩ ናብ ህዝቢ ኣብፂሑ ኣሎ።

ምስ ኣብርሃ ታደሰ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

ዕዉት በዓል ሞያ ኪነ ጥበብ ኣብርሃ ታደሰ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:35 0:00


XS
SM
MD
LG