ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ‘ወግዒ ዒደረ ‘ምስ ጋዜጠኛን ስነጥበበኛን ኣብርሃም ዘርአ(ወዲ ሃለቃ)


ሓደ ካብቶም ብንእሽትኦም እንከለዉ ጽልዋ ባህሊ ሓዲርዎም ኣብ ባህሊ ጸቒጦም ንምዕቃቡ ዝቃለሱ ዘለዉ ውሑዳት ኣብነታዊያን መንእሰያት ስነጥበበኛ እዩ ።

ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ድማ ንያታዊ ሃገራዊ ልምድታት፡ ወግዕታት፡ ክብርታት፡ሃይማኖታዊ ጽምብላትን ያታዊ ጸወታታትን ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራን ሬድዮን ብርክት ዝበሉ ጽሑፋት ዘርግሑ’ዩ።ኣብ ቅርዓት ኤክስፖ ኣብ ዝእንገድ ሃገራዊ ፌስቲቫልን ፌስቲቫል መንእሰያት ሳዋን ምስ ኣባላት ጉጅለ ትልሂትን ሙዚቃን ኣፋዊ ያታን ኮይኑ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓመታት ሰሪሑ’ዩ፡- ጋዜጠኛን ስነ-ጥበበኛን ኣብርሃም ዘርአ(ወዲ ሃለቃ)። ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ኣብ ምስራሕ ዝርከብ ስነጥበበኛን ጋዜጠኛን ኣብርሃም፡ ቀዳማይ ሞይኡ ዓውዲ ጋዜጠኝነት’ኳ እንተኾነ ንዕዑ ቀዳማይ ሞይኡ ያታዊ ባህሊ ከምዝኾነ’ዩ ዝዛረብ።

ናይ ሎሚ ጋሻ ቂሐ-ጽልሚ ኣብርሃም ዘርአ ካብ’ቲ ብዙሕ ብዛዕባ ‘ወግዒ ዒደረ’ ከዕልለና’ዩ: ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG