ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ኣብ ጉዳይ ወጻኢታት ኣብ እዋን በዓላት


ፕሮፌሰር ኣብራር ፍትዊ
ፕሮፌሰር ኣብራር ፍትዊ

ምስ በዓላት/ኣውደኣመታት/ ተኣሳሲሩ ዝግበሩ ወፃእታት ማዕረ ክንደይ ንቁጠባና ይሃስዩ ፣ ልምድታትና እንታይ ይመስል ፣ ተቀማጣይ (ሳቪንግ) ከይጎድኡ ከመይ ምጥቃም ይኸውን እቲ ተመራፃይ ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ዝድህስስ እዩ ።

ብዓልሞያ ፋይናንስ ኣሶሼይትድ ፕሮፌሰር ኣብራር ፍትዊ ጋሻና እዮም ።

ንብርክት ዝበሉ ዓመታት ኣብ ክልል ትግራይን ከምኡ'ውን ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብዚ ሞያ ንርእሶም እናዕበዩን ንነዊሕ ዓመታት ድማ ብምምህርነት ዝሰርሑ ዘለዉ ኮይኖም ኣብዚ እዋን ኣብ ኖተርዳም ኢንዲያና ኮለጅ ሳይንት ማርየስ ኣቦመንበር ክፍሊ ትምህርቲ ንግድን ቁጠባን እዮም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
please wait

No media source currently available

0:00 0:30:00 0:00


XS
SM
MD
LG