ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ቪኦኤ ምስ ድምጻዊትን ተዋሳኢትን ሲልቫና መሓሪ


ሲልቫና መሓሪ፡ ኣብ ቀረባ ናብ ማእከል ስነ-ጥበብ ትሕወስ ዘላ ጓል 24 ዓመት መንእሰይ`ያ። ኣብ ሙዚቃ ፍሉይ ፍቕሪ ኣለዋ። ካብ ራብዓይ ክፍሊ ከለኹ ምስ ሙዚቃ ከምትጀመረት ትገልጽ።

ድሒራ ዝተጸንበረቶ ናይ ምውሳእ ዓውዲ ድማ ብብቕዓት ትቕጽሎ ከም ዘላ`ዩ ዘርኢ’ዩ።

ሲልቫና መሓሪ፡ ኣብ`ዚ ቀረባ ኣብ ኤርትራ፡ ምስ ተለቪዥን ኣብ ዝገበረቶ ዕላል፡ብዛዕባ ንመርዓ ትመርጾ ሰብ ተሓቲታ ብዘይካ ወዲ ኣስመራ ካልእ ከምዘይከውን ዝመስል መልሲ ብምሃባ ኣብ ሰማዕታ ብዙሕን ተገራጫውን ክትዓት ክትፈጥር ክኢላ። ብዛዕባ`ዚ`ውን መልሲ ሂባ ኣላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ መጠይቕ ምስ ድምጻዊትን ተዋሳኢትን ሲልቫና መሓሪ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዕላል ቪኦኤ ምስ ድምጻዊትን ተዋሳኢትን ሲልቫና መሓሪ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:02 0:00

XS
SM
MD
LG