ዕላል፤ ባህላዊን ዘመናዊን ፍወሳታት ኣዋሲቡ ምስ ዝስርሕ መንእሰይ
ወዲ 22 ዓመት ጎይትኦም ተኽሉ፡ ናይ ዩኒቨርስቲ ትምህርቱ ፈለማ ብምኽንያት ቫይረስኮሮና፡ ስዒቡ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ዝጀመረ ኲናት ክቕጽል ኣይከኣለን። ኣብቲ ኲናት ብኣካል ዝተሳተፈ ጎይትኦም፡ ባህላዊ ኣገባብ ፍወሳ ምስ ዘመናዊ መድሃኒት ብምውሳብ፡ንቝስሊ ዘሕውይ፡ ንቑማል ዘጥፍእ፡ ንባኒ ካብ ምዕሳው ዝከላኸልን ካልእን ምህዞታት ኣፍርዩ ኣሎ። ናብቶም ዝምልከቶም ኣካላት ትግራይ ብምድዋል’ውን እቲ ጎይትኦም ዝበሎ፡ ካብቶም ዝጠቐሶም ኣካላት ድጋፍ ረኺብና ኢና።
ኢፒሶዳት
-
ሰነ 05, 2023
ሚ/ሕርሻ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ክልተ ክታበታት ከምዘፍረየ ኣፍሊጡ
-
ሰነ 05, 2023
መጻብቦ ሞት ንስደተኛታት
-
ሰነ 02, 2023
ግብሪን ክልስ-ሓሳብን ብሓደ
-
ሰነ 02, 2023
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣድልዎ ይኽሰስ
-
ሰነ 01, 2023
ብግዜ እትስንክት መጎጎ