ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ፋርማሲስት ተስፋይ መንግስ


ዕላል ምስ ፋርማሲስት ተስፋይ መንግስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:41:18 0:00

ዕላል ምስ ፋርማሲስት ተስፋይ መንግስ

ኣብ ኣስመራ ወናኒ ፋርማሲ ካተድራለ ዝነበረ፡ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ድማ ክልተ ዓበይቲ ልበ-ወለድ መጻሕፍቲ ድሕሪ ምድራስ፡ ፋርማሲስት ተስፋይ መንግስ ዝጸሓፈን መጻሕፍቲ ፡ “ህልኽ ተስፎኦምን ሃብቶምን “ ከምኡ ድማ “ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን “ ዝብላ ፡ነብስ ወከፈን 500 ገጻት ዝሓዛ ኮይነን ናብ እንግሊዝኛ`ውን ተርጉሙወን ኣሎ። ምኽንያት መተርጎሚኡ ክገልጽ ከሎ ድማ “እቶም ኣብ ዳያስፖራ ዝተወልዱ ቆልዑ፡ ኣብ ዝመጽእ እዋን፡ ካበይ መጺና ኢሎም ክሓቱ ከለዉ ከም መወከሲ ክኾኖም ብምባል`የ” ይብል።

XS
SM
MD
LG