ኣስመራ —
ቤተኤልን ዳናይትን ይብሃላ፡ ደቁ ነገዲም ሙዚቀኛ ብርሃነ ተኽለ'የን።ኣሰሩ ስዒበን ኣብ ስነ ጥበብ ሙዚቃን ደርፍን ይነጥፋ'ለዋ።
ኣብ ዝሕለፉ ሸሞንተ ዓመታት ከኣ ቤተኤልን ዳናይቲን ምስ ኣቡአን ብርሃነ ተኽለ ኮይነን ናይ ስድራቤት ባንድ መስሪቶም ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ኣብ ምጽዋት ይርከቡ።
መደብ ቂሔ-ጽልሚ ምስ ቤተኤልን ዳናይቲን ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።