No media source currently available
ተስፋማርያም ዳርጌ፣ 'ሸጋ ፊልምስ' ዝብል መደብር ፕሮዳክሽን ይውንን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብር ዳይሬክተር፣ ፕሮዱሰርን ፀሓፍን እዩ። ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 10 ፊልምታት ከምዘዳለወ ይዛረብ።