No media source currently available
ጴጥሮስ ሓጎስ በዓልሞያ ሕክምና ስነልቦና(ሳይኮሎጂስት) እዩ። ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ስነልቦናዊ ፀቕጢ ንዘጋጠሞም ሰባት ኣገልግሎት ብምሃብ ንዝሓለፉ 15 ዓመታት ሰሪሑ ኣሎ። ጴጥሮስ ምስ ኲናት ተኣሳሲሮም ብዛዕባ ዘጋጥሙ ስነልቦናውን ስነኣእምራውን ፀገማት ኣመልኪቱ ንድምፂ ኣመሪካ ሞያዎ መብርሂ ሂቡ ኣሎ።