ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ክኢላ ሜክ ኣፕ ኢፌክት መንእሰይ ኬቨን ተወልደ


ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ-ጥበብ ዓውድታት ዝነጥፍ ኣብ ክሊ ዕድመ 20ታት ዝርከብ ስነ-ጥበባዊ መንእሰይ‘ዩ።ስነ-ጥበባዊ መንእሰይ ኬቨን ተወልደ ኣብ ናይ ፊልምን ክሊፕን ሜክ-ኣፕ ኢፌክት ብርክት ዝበሉ ስርሓት ኣበርትኪት’ዩ።

ብቅብኣን ቅርጻን ዝጀመሮ ስነ-ጥበብ ናብ ሜክ-ኣፕ ከምዘማዕበሎን ዝገልጽ ስነ-ጥበባዊ ኬቨን ኣብ ስርሓቱ ናቱ ፈጠራ ከምዝጥቀም ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቡ።

መንእሰይ ስነ-ጥበባዊ ምስ ነብሱን ዝነጥፈሉ ዓውዲ ስነ-ጥበብን ብምግላጽ ዕላሉ ይጅምር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ዕላል ምስ ክኢላ ሜክ ኣፕ ኢፌክት መንእሰይ ኬቨን ተወልደ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:03 0:00


XS
SM
MD
LG