ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ኤርትራዊ ማሰኛ ኣብርሃም ሽመንዲ


ኣብርሃም ሽመንዲ ይበሃል። ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ ዓዲ ጉንት ኣብ ዝተባሃለት ዓዲ ‘ዩ ተወሊዱን ዓብዩን። እዚ ሓደ ካብቶም ውሑዳት መንእሰያት ማሰኛታት ኤርትራ ዝኾነ ስነ-ጥበባዊ: ኣብ ህዝቢ ዝቐረቡን ዘይቀረቡን ልዕሊ 200 ማሰታትን መልቀስን ኣለዉዎ።

ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሲቪል ኣቬሽን ኤርትራ ከምዝሰርሕ ዝጠቐሰ ማሰኛ ኣብርሃም፡ ወዲ 5 ዓመት’ከሎ ብዘጋጠሞ ሓደ ፍጻሜ ናይ ማሰ ዝንባለ ከምዝሓደሮ ይዛረብ።

ምሉእ ትሕዝቶ ዕላል ምስ ማሰኛ ኣብርሃም ሽመንዲ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዕላል ምስ ኤርትራዊ ማሰኛ ኣብርሃም ሽመንዲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:42 0:00


XS
SM
MD
LG