ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
▶ዕላል ምስ ኣቶ ከራር ህያቡ
ዕባይ ዒላበርዒድ ዝኾነ ኣቶ ከራር ብዛዕባ ዝዓበያላ ዒላበርዒድን ሓቋፊ ባህሊ እቲ ማሕበረሰብን ኣካፊሉና'ሎ። ኣብ መጀመርታ 90'ታት ኣብ ሱዳን ኣብ ሚድያ ዝነጥፍ ዝነበረ ኣቶ ከራር ትግርኛ:ትግረ:ብሌን ሓዊሱ ቋንቋታት ይዛረብ።
ተመኩርኡ ከኻፍለና ንመደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ ዓዲምናዮ ኣለና ።