ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ኣብ ስራሕ ምድላው ባህላዊ ክዳውንቲ ዝነጥፍ ክብረኣብ ኪዳነማርያም


ዕላል ምስ ኣብ ስራሕ ምድላው ባህላዊ ክዳውንቲ ዝነጥፍ በዓል ሞያ ክብረ ኣብ ኪዳነማርያም
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:30 0:00

ዕላል ምስ ኣብ ስራሕ ምድላው ባህላዊ ክዳውንቲ ዝነጥፍ በዓል ሞያ ክብረ ኣብ ኪዳነማርያም

ኣብ ባህላውን ሃይማኖታውን በዓላት ከምኡ ድማ ኣብ መርዓን ካልኦት ማሕበራዊ ዋኒናትን ባህላዊ ክዳውንቲ ምኽዳን ልሙድ እዩ።

ኣብ ምድላውን ስራሕ ባህላዊ ክዳውንቲ ዝነጥፉ ሰብ ሞያ እውን ነዞም መዓልታት ኣብ ግምት ዘእትው ምንቅስቓሳት ይካይዱ። ንቕነ ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ሰፈይቲ ባህላዊ ክዳውንቲ ንምዕቃብ ባህሊ ዝገብሩዎ ፃዕሪ እንታይ ይመስል ንዝብል በዓል ሞያ ቅዲ፣ ሰፋይን ጠላፍን ባህላዊ ክዳውንቲ ክብረኣብ ኪዳነማርያም ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

XS
SM
MD
LG