ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ኣብ ማራቶን ደቡብ ኮርያ ሰለስተ ክብረ ወሰን ዝሰበረት ኤርትራዊት ጎያዪት ናዝሬት ወልዱ


ዕላል ምስ ኣብ ማራቶን ደቡብ ኮርያ ሰለስተ ክብረ ወሰን ዝሰበረት ኤርትራዊት ጎያዪት ናዝሬት ወልዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:58 0:00

ኣትለት ናዝሬት ወልዱ ተዓዋቲት መበል 12 ውድድር ደይጉ ደቡብ ኮርያ ማራቶን ብምዃኑ ብሓንሳብ ሰለስተ ክብረ-ወሰን ሰቢራ ኣላ። ኣትለት ናዝሬት ወልዱ ኣብቲ ትማሊ ሰንበት ኣብ ደይጉ ደቡብ ኮርያ ዝተኻየደ ውድድር ንውድድራ ብ 2፡21፡16 ሰዓት ብምዝዛም ንናይ ገዛእ ርእሳ ክብረ ወሰን፣ ናይ ሃገራን ናይቲ ውድድር ክብረ ወሰንን ብምስባር ዓወት ተጎናጺፋ'ላ።

XS
SM
MD
LG