ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሰር ወለዳን ኣሕዋታን ዝሰዓበት መንእሰይ ሓኪም ዶክተር እምነት ተኸስተ ብዝለዓለ ነጥቢ ትምረቕ


ኣስመራ —

መንእሰይ ዶክተር እምነት ተኸስተ ሓንቲ ካብ’ቶም ቀዳም 19 ታሕሳስ 2020 ካብ ኮለጅ ሕክምናን ስነፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ ብልዑል ነጥቢ ብዓውዲ ሓፈሻዊ ስነ መድሃኒት ዝተመረቑት ተማሃሪት’ያ።

ኣቦኣ ዶክተር ተኸስተ ፍቓዱ፡ኣዲኣ ዶክተር ግደይ ገብረዮሃንስ፡ ካልኦት ሰለስተ ኣሕዋታ'ውን ከምኡ። ገዝኦም እንዳ ዶክተር ተባሂላ'ያ ትጽዋዕ። ኣቦኣ ዶክተር ተኸስተ ፍቓዱ ብርክት ዝበሉ ዓበይቲ መጻሕፍቲ ብምፍራዩ'ውን ይፍለጥ'ዩ።

እዛ ካብ ዶክተራት ወለድን ኣሕዋትን ዝተረክበት መንእሰይ ዶክተር፡ ንጉዕዞ ትምህርታን ካልእ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየደቶ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል:

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG