ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ በዓልቲ ሞያ ጽባቐ ጸጉሪ ሩት ዑስማን


ዕላል ምስ በዓልቲ ሞያ ጽባቐ ጸጉሪ ሩቲ ዑስማን
please wait

No media source currently available

0:00 0:17:48 0:00

ዕላል ምስ በዓልቲ ሞያ ጽባቐ ጸጉሪ ሩት ዑስማን

ነባሪት ክፍለ-ሃገር ቪርጂንያ ዝዀነ ሩት ዑስማን በዓልቲ ሞያ ፅባቐ ፀጉሪ እያ። ሩት፡ ቅድም ክብል ኣብ ገዛእ ርእሳ ዝበፅሓ ፀገም መበገሲ ገይራ ንኽንክን ፀጕሪ ዝኸውን ትካል መስሪታ ኣብ ምንጣፍ ትርከብ። ንሓፈሻዊ ተመኵሮኣ ኣመልኪትና ጋሻና ጌርናያ ኣሎና።

XS
SM
MD
LG