ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብርኤል(ሲዚኒኖ)


ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብርኤል(ሲዚኒኖ)
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:08 0:00

ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብርኤል(ሲዚኒኖ)

ኣዝዮም ህቡባት ኤርትራውያን ኮመዲያን ሓደ ሓጎስ ወልደገብርኤል(ሱዙኒኖ) ኣብ ቀረባ እዋን "ሮማን" እትብል ቀዳማይቲ መጽሓፉ ምዃና ዘመልከተ መጽሓፍ ናብ ኣንባብቲ ዘርጊሑ ኣሎ።

ነዛ መጽሓፍ ምኽንያት ብምግባር፡ ምስ ሓጎስ ስለምንታይ ካብ ምውሳእ ናብ ጽሑፍ ከም ዝሰገረን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ኣርእስቲን ኣውጊዕግናዮ ኣሎና።

XS
SM
MD
LG