ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል  ምስ ስነ ጥበባዊያን ዓንዲት ዕቑባይን እስጢፋኖስ ጌታሁንን (1ይ ክፋል)


ስነ ጥበባዊ ዓንዲት ዕቑባይን ፕሮዲይሰር እስጢፋኖስ ጌታሁንን ኣብ ዝተራሓሓቐ ስፍራ ዝነብሩን ሓደ ኣረኣእያን ዝወነኑን ኮይኖም ኣለው።

ልዕሊ ሰላሳ ዜማታት ዝሰርሐ ዓንዲት ዕቑባይ ተቐማጢ ከተማ ለንደን ክኸውን ከሎ ናይ ባዕሉ ስቱድዮ ሰሪሑ ንሙዚቃታቱ ለይቲን ቀትሪን ዝነጥፍ ከምዝኾነ ይዛረብ።

ኣብ መቐለ ዝርከብ እስጢፋኖስ ጌታሁን ብወገኑ ኣቐዲሙ ኣብ ሂፕ-ሃፕ ወይ ሬገ ቅዲ ክደርፍ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ስቱድዮ ሙዚቃ ወኒኑ ምስ ምኩራትን ፍሉጣትን ስነ ጥበባዊያን ኣብ ስራሓት ሙዚቃዊ ቪድዮ ተጸሚዱ ኣሎ።

ንክልቲኦም ስነ ጥበባዊያን ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ጌርናዮም ኣለና።

XS
SM
MD
LG