ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ስነ-ጥበበኛታት ዕውቲ ሰለስተ ኣህጉራዊ ውድድራት ዝኾነት ፊልም ‘ዜና ዕረፍቲ’


ኣብ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ኣህጉራዊ ናይ ፊልም ውድድራት ተወዳዲራ ብርክት ዝበለ ናይ ወርቂ ሽልማት ዝረኸበት ብኤፍሬም ካሕሳይ ተደሪሳ ዝተኣለየት ናይ ትግሪኛ ፊልም ‘ዜና ዕረፍ”፡ንሰነ-ጥበበኛታት ኤርትራ ዝተባብዕን ምስ ኣህጉራዊ ናይ ፊልም መድረኽ ዘላልልን ከምዝኾነ፡ኣባላት ናይዛ ፊልም ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG