ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ተመስገን የሱፍ


ተመስገን ዮሱፍ ኣብ አስመራ ከባቢ እንዳማርያም ናይ ጠዓሞት ቅጫን መልጎሙን እናከፈለ ምርኣይ ዝጀመሮ ጥበብ ናብ መዓዲ ስነ ጥበብ ክጽንበር ኣበርክቶ ምግባሩ ይገልጽ፡፡

ተመስገን ዮሱፍ ካብ ኣስመራ ናብ ክልል ትግራይ ምስ መፅአ ናብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ብምጽንባር ብዓውዲ ብትያትር ብዲፕሎማ ተመሪቁ፡፡ኣብ ምጽሓፍ ፊልም፣ ግጥሚ፣ ልበ ወለድ ኣብ ምእላይ ተዋስኦ: ናይ መድረክ ትያትር ፣ ተከታታሊ ናይ ቴሌቭዥን ድራማ ድማ ይሳተፍ ፡፡

ምሉእ ትሕዝቶ ምስ ተመስገን የሱፍ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ተመስገን የሱፍ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:47 0:00

XS
SM
MD
LG