ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ስነጥበባዊያን ኣብርሃም ሽሞንዲን ዳኒኤል ተስፋይ


ስነጥበባዊያን ኣብርሃም ሽሞንዲ(ጸጋም) ን ዳኒኤል ተስፋይ(የማን)
ስነጥበባዊያን ኣብርሃም ሽሞንዲ(ጸጋም) ን ዳኒኤል ተስፋይ(የማን)

በዓል መስቀል ሓደ ካብ’ቶም ብህዝበ ክርስትያን ኣብ ኣደባባይ(ቅርዓት)ዳሜራ ብምውላዕ ብሓባር ዝኽበር ሃይማኖታዊ በዓል’ዩ።ኣብ ገጠራት ኤርትራ ዝካየድ ሃይማኖታውን ባህላውን ኣከባባራ ናይ’ዚ በዓል’ዚ ኣመልኪቱ ስነ-ጥበባዊ ኣብርሃም ሽሞንዲ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ኣውጊዑ’ሎ።

ዳኒኤል ገና ተምሃራይ ከሎ ኣብ መኣዲ ስነጥበብ ምጽንባሩን ድሒሩ ኣብ ሽረ ኣብ ክለባት ተጠርኒፉ ጉዕዞ ስነ ጥበብ ዝጀመሮ ስምዒቱ ብፍልጠት ንምብራክ ናብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ብምምራሕ ብምእላይ ትያትር ብብርኪ 4 ተመሪቁ ምምራቑ ይሕብር።

ምስ ስነጥበባዊያን ኣብርሃም ሽሞንዲን ዳኒኤል ተስፋይ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዕላል ምስ ስነጥበባዊያን ኣብርሃም ሽሞንዲን ዳኒኤል ተስፋይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:45 0:00


XS
SM
MD
LG