ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ሰለስተ ኤርትራውያን ናይ ኮምፑተር መሃንድሳትን ስርሓቶምን


ሚኪኤል በርሀ፡ኣማን ደስበለን ፊልሞን ተስፋማርያምን ይበሃሉ። እዞም ብኮምፕዩተር ምህንድስና ከምእተመርቑ ዝገልጹ 3 ኤርትራውያን መሃንድሳት ብውልቅን ብሓባርን ብምዃን 16 ዝተፈላለዩ ሶፍት ዌራት፡መርበብ ሓበሬታታትን ኣፕሊኬሽናት (መተግበሪታትን) ከምዘማዕበሉ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

ካብ’ዚኦም ን3 ናይ ሓባር ስርሓቶም ኣመልኪቶም ንድምጺ ኣሜሪካ ተመክሮኦም ኣካፊሎም ኣለዉ።መሃንድስ ፊልሞን ነታ ኣብ ቀረባ እዋን ብዩኔስኮ ኣፍልጦን መተባብዒን ዝረኸቡላ ናይ ሓባር ስርሖም ብዝምልከት ብዝሃቦ መብርሂ ይጅምር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ዕላል ምስ ሰለስተ ኤርትራውያን ናይ ኮምፑተር መሃንድሳትን ስርሓቶምን
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:03 0:00


XS
SM
MD
LG