ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ መንእሰይ ራሄል ሃይለ


መንእሰይ ራሄል ሃይለ
መንእሰይ ራሄል ሃይለ

ነባሪት ከተማ መቐለ መንእሰይ ራሄል ሃይለ፥ ተዋሳኢትን ጋዜጠኛን ንምዃን ሕልሚ ከም ዘለዋ ንድምጺ ኣመሪካ ትገልጽ።

መንእሰይ ራሄል ሃይለ፥ ናይ ባዕላ መጽሓፍ ኣብ ምድላው ከላ ስእነት ሰላም ክልል ትግራይ ተጽዕኖ ከም ዝፈጠረላ ትዛረብ።

ግዜ ተቐይሩ ኩነታት ምስ ተመሓየሸ፡ ኣብ ስነ-ጥበብ ብምእታው ተዋሳኢት ንምዃን ድልየት ከም ዘለዋ ትገልጽ ራሄል፡ ጋዜጠኛ ምዃን ካልእ ሕልማ ምዃኑ'ውን ትገልጽ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ዕላል ምስ መንእሰይ ራሄል ሃይለ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:52 0:00


XS
SM
MD
LG