ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ኤርትራዊት ሩት ተወልደ መስራቲት ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ብርሕቐት 'ሰማይኪድስ'


'ሰማይኪድስ' ኣብ ወጻኢ ሃገር ንዝተወልዱ ህጻናት ከምኡ'ውን ዓበይቲ ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ዘለውዎ ቦታ ኮይኖም ብርሕቐት ክመሃሩ ዕድል ትፈጥር ዘላ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ እያ። ብተወሳኺ ምምሃር ስእሊ ብትግርኛን ንኣደማምጻ ቋንቋ ትግርኛ ዝሕግዝ መሳርሒ ብምድላው ነቲ መስርሕ ምምሃር ተኻዕብት።

መስራቲት እዛ ቤት ትምህርቲ ንገዛእ ርእሳ ኣብ ኢጣልያ ተወሊዳ ዝዓበየት ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኣመሪካ ትነብር ኤርትራዊት ኢጣልያዊት ሩት ተወልደ ብዛዕባ 'ሰማይኪድስ' ትህቦ ትምህርቲን ተቕርቦ ፍርያትን ብዝምልከት ኣዘራሪብና አለና።

XS
SM
MD
LG