No media source currently available
ዓለምለኸ ማሕበር ተጋሩ ምሁራንን ሰብ ሞያዊያንን (GSTS) ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ ምክትል ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ንክኾኑ ዝመረጸ ኣካል እዩ። እቲ ማሕበር፣ ኣብ ህንጸትን ሕውየትን ድሕረ ኲናት ክልል ትግራይ ኣበርክቶ ንምግባር ተቐሪቡ ከምዘሎ’ውን ይገልጽ።