ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ኤርትራዊ ገጣሚ ገብረሂወት ጸሃየ


ሓደ ካብቶም ድሕሪ መድረክን ስቱዲዮን ኮይኑ ብርክት ዝበሉ ናይ ደርፊ ግጥምታት ( ህደማ)ብምድራስ ንዝተፈላለዩ መንእሰያትን ገዳይምን ኤርትራውያን ድምጻውያን ኣብ ምብርካት ዝረከብ መንእሰይ ገጣሚዩ።

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ንማሕበራዊ፡ፍቕራዊ።ሃገራዊ፡ፍልስፍናን ካልእን ዝገልጹ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ተነበብቲ ግጥምታትን ልዕሊ 400 ናይ ደርፊ ግጥምታት (ህደማ) ብምድራስ ኣብ ስነ-ግጥሚ ናይ ኤርትራ ዘይነዓቕ ኣበርክቶ ዝገበረ ሓደ ካብቶም ብኣብነት ዝጥቀሱ መንእሰያት ገጠምቲ ‘ዩ፡ ገጣሚ ገብረሂወት ጸሃየ ።

ገጣማይ ገ/ሂወት ጸሃየ ተመኩሮ ስነ-ግጥማዊ ስርሓቱ ከካፍለና ናይ ሎሚ ጋሻ ቂሔ-ጽልሚ ኮይኑ’ሎ። መንእሰይ ገጣማይ ገ/ሂወት ኣብ ግጥሚ ብኸመይ ከምዝኣተወን ንሓፈሻዊ ትርጉም ግጥን ብምብራህ ይጅምር።

ዕላል ሚስ ኤርትራዊ ገጣሚ ገብረሂወት ጸሃየ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:54 0:00


XS
SM
MD
LG